ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017
posted:ቅድሚ ሓደ ዓመት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ መዝጋበ ካርዲ
2 ዝተሐደሰ ፈቃድ ስራሕ ንግዲ
3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት
4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ዝከንኩም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳአታ ዘለኩም ክምኡ ድማ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ደኣንት ዘለኩም
6 ተጫረቲ ቅድም ክብል ዝተዘርዘሩ ኩሎም መረዳእታት ወና ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነ ጨረታ ምግዛእ ትክእሊ
7 ተጫረቲ ካብ ከተማኩም ወይድማ ወረዳኩም ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ መንግስታዊ ይኩን ዉልቀ ትካል ተቆዒርኩም ዘይተሰርሑ ምካንኩም እዋናዉ መረዳአታ ወይድማ ድጋፍ ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክእሉ
8 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዕለት 13/8/2017 ዓም ክሳብ 2/9/2017 ዓም ዘይምለስ 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትወሰዱ ትክእሉ
9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0913405771