ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 2, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ መዝጋበ ካርዲ

2 ዝተሐደሰ ፈቃድ ስራሕ ንግዲ

 3 ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ዝከንኩም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳአታ ዘለኩም ክምኡ ድማ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ደኣንት ዘለኩም

6 ተጫረቲ ቅድም ክብል ዝተዘርዘሩ ኩሎም መረዳእታት ወና ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነ ጨረታ ምግዛእ ትክእሊ

7 ተጫረቲ ካብ ከተማኩም ወይድማ ወረዳኩም ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ መንግስታዊ ይኩን ዉልቀ ትካል ተቆዒርኩም ዘይተሰርሑ ምካንኩም እዋናዉ መረዳአታ ወይድማ ድጋፍ ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ምግዛእ ትክእሉ

8 ተጫረቲ ጨረታ ምልክታ ካብ ዕለት 13/8/2017 ዓም ክሳብ 2/9/2017 ዓም ዘይምለስ 2000 ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክትወሰዱ ትክእሉ

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልክ 0913405771

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s