ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ከተማ መቀለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ንዝሃንፆ ናይ ንግዲ ህንፃ ናይ ጅብሰም ቻክ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተርቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ሓመድ ኳዕቲ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-5ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ካብ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝተርከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ጣብያ ሓየሎም ዝርከብ ናይ ቴክኒክን ሞያን ህንፃ ቀዳማይ ካልኣይን ደብሪ ንምስራሕ BCንGC 7 ልዕልኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተኮናታርቲ ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ይክዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፃን ስራሕቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ FSRP ሐገዘ ዝተረከበ በጀት ዝተረከበ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝረከብ መክዘን ዩኒን ለምላም ራያ ንምህናፅ ስለዝደለየን ብዝኮነ ዓይነት ደረጃ ፍቃድ BCን GC ናይ ንግዲ ስራሕቲ ህነፀት አወዳዲሩ ከሃንፅ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ምምሕዳር ህንፃ ብደረጃ 8 BC /GC 8 ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐዉልቲ ዝስራሕ ኦፍስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንእሽተይ /GC ደቀቅቲ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካል ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕብረትን ዉልቀ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ኣብ 2017 ዓም ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፅገና ማእከል ዕደጋ ሜዳ ዓጋመ ብደረጃ BC/B/GC ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐወለቲ ዝስራሕ ኦፎስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንአናኣሽተይ GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝረከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ደቀቅርን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣከሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ንግስተ ሳባ ዝስራሕ ናይ ምምሕዳር አፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8 GC ደቂቅን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕበራትን ዉልቀ ዳኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ካይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ዝስርሕ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ፅገና ህንፃ ስራሕቲ AXCWmain/ km polytechnic 0117 ንምስራሕ ብደረጃ GC7 ን BC6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ