ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ንበጀት 2019 ዓም ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 7, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 7, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራትን ደጋፍ ኸይዲ ስራሕ ደጋፍ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ ተሓነፅቲ ምግቢ ዘቕርብ ብሱርዓት ሕጋውያን ነጋዶ ማለት ውን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ 1 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ስራሕ ዝጀምርን ንሓደ ዓመት ሕጋዊ ውዕል ኣሲሩ ንሕጊ ተሓነፅቲ ምግቢ ክምግብ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2018 4:10 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ