ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ እንዳሰላማ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይቱ በዙሓት ግዜያውን ቀወምትን ሰራሕተኛታት ሓቒፉ ኣብ ምስራሕ ዝረከብ እንትኸውን ነዞም ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬቱ ዝሓለወን ብተመጣጣኒ ዋጋን ምግቢ፣ ልስሉስ ትኩስን መስተ ዘቕርብ ሞያን ልምድን ዘለዎ ትካል በዞም ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ መዐቀንታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 30, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል መንግሰቲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ህንፃ ካብ ምድሪ ክሳብ 6ይ ፎቅ ዝርከቡ ክፍልታት አናእሽተይን ዓበይትን ኣዳራሻች፣መስኮት፣ወናብር፣መዓፁ፣ኮሪደራት በኣጠቃላሊ አቲ ግቢ ሓዊሱ ብግልፂ ጨረታ ንደቀቅትን ኣናእሸተይን አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዘኣክል ከምኩነታቱ ከናዋሕ ዝኽእል ኣውትኮርሰ(out cource) ናይ ፅሬት ግልጋሎት ፣ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 23, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s