ተዓፅዩ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ ኣቅሑት ፣ ኤሌትሪክ ኣቅሑት ፣ ሕትመት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ፣ ማይ ቦጥ ዝተሓከመ ማይ ረሳሕ ፈሳሲ ፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒን ፣ መቐለ ዙርያ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኣዉቶብስ መኪና ክራይ ፣ ሓለወ /ኣዉትሶርስን/ /ጋራዥ / ደረቕ ፅንፀይቲ መካይን ፅገና ናይ ሓደጋ ምኽልኻል ሲሊንደር ምምላእ / ደረቅ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቅራብ ፣ ስጋ እንቃቅሖ ኣትክልትን ፣ ዉፅኢት ባልትና ፣ ሓላዋ ጋራዥ መካይን ፅገና ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ህንፀት ዉቅሮ ካብ በጀት 2012ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ንምግዛእ ን ተሃነፅቲ ዝምግብ ነጋዳይን ንምሃብን ይደሊ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ወይ ድማ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ከምኡ እዉን ንተሃነፅቲ ንሓደ ዓመት ዝምግብን ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክዕድግ /ክህብን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ