ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ፣ ሃላቂ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ኣናእሽተይ ንብረታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ፣ ንተሃነፅቲ ንምግብነት ዝዉዕሉ ሰርጌን ጣፍን ምሸላን ካልኦት ኣስቤዛታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከመግብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 6, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 6, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንተሃነፅቲ ሕጊን ተጠርጠርቲ እስራትን ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 21, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 21, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሐመራ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 30, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2013ዓ/ም ምግቢ ክምግብ/ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ