ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ካፍተርያ ግልጋሎት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ  ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት፣

2ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝ ቲም ዕደጋ ብ ነፃ ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

3 መኸበሪ ጨረታ 5,000.00 ቅርሺ፣  ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ስፒኦ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 87 /03 44 40 85 01/

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s