ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣድማስ መቐለ ካምፓስ ንሰራሕተኛታቱን ኣብቲ ግቢ ተኻርዮም ናይ ዝሰርሑ ሰለስተ መንግስታዊ ቤት ዕዮታትን ንምግብን መስተን መስተንግዶ ኣገልግሎት ክህብ ዝኽእል ናይ ሰራሕተኛ ክበብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።