ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ፣ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ካፍተርያ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ ትደለዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።