ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ደንቢ ክዳን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ናዉቲ ማይ ፣ሕትመት ፣ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ፣ምግብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 11, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
- ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
- ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ቅርሺ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
- ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
- 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክኸፍል ዝክእል::
- ጨረታ ኣብአየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 05 /1/ 08 ዓ/ም እስካብ 26 /01/ 08 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26 /01 / 08 ዓ/ም ሰዓት 5:30 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 11 /01/ 08 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
- ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
- ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
- እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
- እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::