ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ንበጀት 2019 ዓም ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ዝምግብ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ካፌን ሬስትራንትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተወዳደርቲ ናይ ምግቢ ኣቅርቦት ወይ ሆቴልን ሬስቱራንትን ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት፣ ግብሪ ከፋላይ መለለይ (TIN)ን ናይ ወርሒ ሰነ 2018 ዓ.ም ቫት ዲክላሬሽን ወረቀት ዘቕርቡ ክሆኑ ኣለዎም።
* ንመክበሪ ጨረታ ብር 20,000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ፣ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይክኣል፤፤
* ጨረታ ዝጋወሐሉ ካብ 20/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 7/1/2019 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ፣ ጨረታ ብዕለት 7/1/2019 ዓ.ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት።
* ናይ መጫረቲ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914785717 ምድዋል ይክኣል።

1 ብናይ ምግቢ ኣቅርቦት ሆቴልን ሬስቱራንትን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ

4 ቫት ተመዝጋቢ ናይ ወርሒ ሰነ ዲክሊር ዝገበረሉ ናይ 2018 ዓም ዲክሊር ዝገበረሉ ወረቀት ዘቅርብ

5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንመክበሪ ጨረታ ብር 20000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኣቀዲሙ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፅኡ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ተወዳደርቲ ናይ አማጋግብ ስታንዳርድ ንሐደ ተሃናፃይ ቀረብ መጠን ፅሬትን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ንሕድሕድሕ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ሰነድ ጨረታ መጠን ፅሬትን ተመሊኡ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ማእከል ቤት ህንፀት ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 3 ከእትዉ ይክእሉ

8 ጨረታ ዝጋወሐሉ 20/12/2018 ዓም ክሳብ 7/1/2019 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ መክፈቲ ጨረታ ድማ ዕለት 7/1/2019 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ተጫረቲ በዘይምረካብም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተረከ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተልቲ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ይከዉን

10 ቤት ህንፅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914785717

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s