Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረታትን ናይ ዝተፈላለዩ ቀበሌታትን ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ማለት እዉን NDP ብምሕማም ኮሮና ቫይረስ ምክንያት ብዝወፀ ህፁፅ ኣዋጅ ተናዊሒ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ከም ዝስዕብ ተስተካኪሉ ኣሎ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ