ጥምረት ማሕበር ኤሌክትሪክ ፣ መለዋመጢ ኣቁሑት መኪናን ፅሕፈት መሳርሕን ኣብ ከይዲ ህንፀት ንዝርከብ 2B+G+15 ንዝኾነ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ደረጀ 1 /ሓደ/ ንዝኾኑ ኣማክርቲ ህንፃ ማሃንዲሳት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።