ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና/ Building Engineering quantity surveyors and contractors/ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 2, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 3, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ3 3ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 5ተ ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ፕሮጀክት ህንፃ ዲዛይን ሆቴል ናይ ዲዛይን ስራሕቲ ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ ፤ብመማከርቲ ብስነ-ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ኣማከርቲ ስነ-ህንፃ ኣማከርቲ ደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብምህንድስና ኣማከርቲ ትካላት ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፣ ሓፈሻዊ ኣማከርቲ ብምህንድስና ደረጃ 6ተ ከምኡውን ብፕራክቲሲንግ ፕሮፌሽናል ፍቃድ ዘለኩም ደረጃ ኣማከርቲ ትካላት ዘለኩም ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትውዳደሩ ይዕድም፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s