ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ሎት 1 ናይ ቀበሌ 01ን 02 ከም ሓደ ሳይት ኮይኑ ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 2 ናይ ቀበሌ 06 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ለ 2ተኛ ግዜ የወጣ ግልፅ የጨረታ ማስታወቅያ የኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ በትግራይ ክልል ለሚገኙ የገጠርና ከተማ የመንገድ ኤጀንሲዎች ለመንገድ ጥገና የ2012 ዓመት በጀት የመደበ ሲሆን ከዚሁ ከተመደበው በጀት ውስጥ ለመንገድ ኤጀንሲዎች የሚሠት የመንገድ ጥገና ሥራ የኮንሰልታንሲ ሰርቪስ ግልፅ ጨረታ አጫርቶ ለኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ እንዲያቀርቡ የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድ ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መንገድ ልማትና አስተዳደር ከኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ ፅ/ቤት በተሰጠው ሙሉ ውክልና መሠረት ከዚህ በታች የተዘረዘረውን መስፈርት ማሟላት የሚችሉ ሁሉ በግልፅ ጨረታው መሳተፍ ይችላል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ናይ ቀበሌ 02 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን /NDP/ ሎት 1 ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ክዕድም ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕደም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅሕፈት ቤት በከተማ መቐለ የሚገኙ የመሰረተ ልማት ጥናት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማጥናት ይፈልጋል።ስለዚህ በዚህ ጨረታ ለመሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች ከፅ/ቤታችን ሰነድ ጨረታ በነፃ በመውሰድ እንድትወዳደሩ የጋብዛል።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 4, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ተቆፃፃሪ መሃንዲስ ኣማካሪ ባዓል መያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የትግራይ ግብርና ምርምር ኢንስቲትዩት በሑመራ ግብርና ምርምር ማዕከል በመቀለ ግብርና ምርምር ማዕከል የተሚገኝትን ግሪን ሃዉስ (green house shade)መጠለያ ወደ ስራ ለማስገባት ያለዐባቸዉን መሰረታዊ ችግሮች በኣማካሪዎች(consultancy) ባለመያዎቸሀ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መስጠት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክተሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ወረዳ ሓዉዜን ህንፃ ፕሮጀክት ናይ ህንፃ ዲዛይን መማከርቲ ኣጫሪቱ ክሰርሕ ስለዝደለየ ብመማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ማለት እዉን office for architecture & engineering consultants ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን , ንምህንድስና ኣማከርቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መመካርቲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዲዛይን ንምቁፃር ብደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኣማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መመካርቲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዲዛይን ንምቁፃር ብደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኣማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንኩለመዳያዊ ኣገልግሎት ዝውዕል B+G+10 ህንፃ ብንፁር ናይ ምምካር... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ንመበል 16 መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ