ሓላ/ዝተ/መሰ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ካብ 23 መጋቢት 2016ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተሊ 6' (ሽዱሽተ ማዓልቲ) ዝፀንሕ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ስራሕቲ ኣማኻሪ ግልጋሎት ክለሳ ዲዛይን ህንፃ፣ውዕሊ ምሕደራ ህንፃ፣ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ቤዝመትን+ግራውንድ+11 ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ሚዘር ሰፈር መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣማኸርቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት ዕቃዎችና አገልግሎቶች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ 16ኛው ቀን ጠዋት 3:30
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን16ኛው ቀን ጠዋት4:00
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበየሎቱ የተለያየ ነው
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ኣክሱም ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ህንፃ ፕሮጀክት ዲዛይን ንምስራሕ ንኣመከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ መማከርቲ ብስነ ህንፃን ምህንድስናን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን መማከርቲ ህንፃን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ሓፈሻዊ መማከርቲ ምህንድስና ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ኣማከርቲ ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s