ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንምድብ /Lot 1, 40,000 (ኣርብዓ ሽሕ) ን ምድብ / Lot 2 ን 3 ብር 20.000 (ዕስራ ሽሕ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ህንፀት መቐለ ን 2013 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታት ኣጎልግሎት ንምርካብ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ሎት1 ቦጥ መኪና ዝስተ ማይ ተምፅእ ሎት2 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ ሎት3 ዝተለዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ሎት 4 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ዉልቀ ጋራዥ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ብቅዓት መረጋገፅን ዘለዎም ሎት 5 ጀነሬተር ናይ ማይ ንምፅጋን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ንምርካብ ብሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማይ መፃረዩ መሽን ፅገናን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ መፃረዩ መሽን ፅገናን ሰርቪስን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ