ምልክታ ጨረታ ሊዝ ዙር ጨረታ ሊዝ 3 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ወይ እዉነ ሱርዕ ቤት ፅሕፈት ምሕደራን አጠቃቅማ ከተማ መሬትን ካደስተርን ከተማ እንትጮ ቦታ ሊዝ ብዛዕባ ምሓዝን ብዝድንግግ ኣዋጅ 721 2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ ሐደ ካብ ሀ ክሳብ ሰ ብዝተዘረዘረ መሰረት ንዝተፈላለዩ ንድርጅት ሆቴልን ግልጋሎት ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከተሓላልፍ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ አብዚ በጀት ዓመት እዚ ሽደሽተ ግዜ ከጫረት ካብ ዝሐዞ ንራብዓይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ስለዝደለየ ተጫረቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ 21 ሚያዝያ ክሳብ 5 ጉንበት 2018 ዓም ኣብ ዘዉፅኦ ሊዝ ጨረታ መሬት ቁፅሪ 74 ንንግድን ንመንበርን ንሆቴልን ዝዉዕል ብጠቅላላ 153 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ኣብ ከተማና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል መራታት ብሊዝ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ ለከታትት 10 ክሳብ 25 /2018 ዓም ንመንበርን ንግድን ሆቴልን ጠቅላላ 150 ቦታታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላለፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቀማ ምምሕዳር መሬትን ካደሰተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅመ መ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን ካዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ ተከታታሊ መዓልቲታት ዉሽጢ ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ግልፂ ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ሽረ እንዳስላሴ 114 ፕሎት መንብሪ 27 ፕሎት ድርጅት ብድምር 141 ፕሎታት ናብ ተቃሚ ብሊ ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማ ምሕደራ መሬትን ከዳሰተር ካይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመተ እዚ ሻድሻይ ዙር ከጫርት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብመደበኛ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 75 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 104 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 179 ቦታታት ከጫርት ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ካብ ጉንበት 5 ክሳብ ክሳብ ጉንበት 18/ 2017 ዓም ኣብ ዘዉፅኦ ጨረታ ሊዝ ጨረታ መሬት ቁፅሪ 72 ንመንበሪ ንግድን ንሆቴልን መዉዓሊ ህፃናትን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 158 ቦታት አወዳዲሩ ብሊዝ ከማሓላልፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ