ተዓፅዩ

ምልክታ ሊዝ ጨረታ ዙር ጨረታ 9ይ ዙር ዓይነት ጨረታ መደበኛ ናይ ከተማ ዛላንበሳ ም/መ/ምሕደራን ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝደንጎጎ ኣዋጅ 5/2007 መሰረት ንመንበሪን ንንግዲን ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጠቀምቲ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡ ብምዃኑ ክጫረት ዝደሊ ዝኮነ ሰብ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ሎሚ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 150.00 ብምክፋል ምግዛእ ዝክእሉ ምዃኖም ነፍልጥ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5%
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ምልክታ ንሊዝ ጨረታ ቑፅሪ 55 ሰዓርቲ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዝርዝር መግለፂ ናይ መሬት ሊዝ ጨረታ ቑፅሪ 55

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከተማ መቐለ ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ንምሓዝ ብዝወፀ ሊዝ ደንቢ ቑፅሪ 76/2005 ከምእውን መምርሒ ቑፅሪ 5/2006 መሰረት ንንግዲ፣ ንህቴል፣ ንመንበሪ፣ንከተማ ሕርሻግልጋሎት ዝውዕል 200 ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ፣ ሓወልቲ፣ ዓይደር፣ ሓድነትን፣ ኲሓን፣ሰሜንንኣዳልዩ ብሊዝ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመሓላልፍ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ