ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 12, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ንተኸታተልቲ 10 መዓልትታት ስራሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዝቋረፀሉ ድማ 11/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ቀትሪ ይኸውን። ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ድማ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓሺጉ 12/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-714444/0347-711520 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።