ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝተደንገገ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓነቀፅ 1 ብፊደል ተራ ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ማለትን መንበሪ ንትካል ዝተዳለወ ጠቅላላ 28 ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ከዳስተርን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/ 2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ዓዲሃገራይ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬትን 62 ፕሎት ንመንበሪ 22 ፕልት ንድርጅት ብድምር 84 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ አወዳዲሩ ንምትሕልላፍ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓቢይ ዓዲ (ተንቤን) ዝተዘጋጀዉ ንመንበሪ ዝተዳለወ 101 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ከተሓላልፍ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ክላስተር ከተማ እንትጮ ከምቲ ዝተለመደ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝተደንገገ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓነቀፅ 1 ብፊደል ተራ ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንበሪ ሕዉስዋስ ትካል ወይ እዉን ድርጀት ወዘተ ተረፈ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ንከማሓላልፍ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ከይዲ ስራሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ምልክታ ሊዝ ጨረታዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ካደስተርን ከተማ ሽረ 92 ፕሎት መንበሪ 26 ፕሎት ድርጅትን ብድምሩ 118 ፕሎት ናብ ተጠቀምቲ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብጨረታ ሊዝ ኣብ በጀት ዓመት 6 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ቀዳማይ ዙር ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ