ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኣጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬት ከዳሰተር ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ሽድሽተ ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል ክልተ ፕሎት ሞል ብድምር ሸሚንተ ፕሎት ከምእዉን ኣብ ከተማና ዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ ሸዉዓተ ዕደጋ ማእከል ማሕበራት ድምር ዓሰርተ ሓሙሽተ ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍል ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።