ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ብሌዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት ሽድሽተ ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቅምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2017 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብመሰረት እዚ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ማለት እዉን ንመዋእለ ህፃናት ንላባጆ ንማነፋኩቸሪንግ ንክሊኒክ ዝዉዕሉ 9 ቦታታት ንትካላተ ዝዉዕሉ 62 ቦታታት ንመንበሪ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 79 ቦታታት ባሐፈሻ 150 በዝሒ ቦታታት ካብ 2/4/2017 ዓም ኣብ ዘሎ 10 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ እንደመፃእኩም ሰነደ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ መረዳእታ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ትክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s