ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
- ብፉሉይ ጨረታ በዝሒ 12 ቦታታት ኮይኖም
- ንሆቴል ንጥሕኖ ንጥዕና ጣቢያ ቤት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕሉ ብስሩዑ ጨረታ ንድርጅት ዝዉዕሉ 78 ቦታታት ንመንብሪ አገልግሎት ዝዉዕሉ 110 ቦታታት ብጠቅላላ ድምር 200 በዝሒ ቦታት እዚ ጨረታ ብሚዲያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንፍሉይ ጨረታ ካብ 30/5/2016 ዓም ንስሩዕ ጨረታድማ ካብ 3/5/2016 ዓም ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ከዳስተርን ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬትን ከተማ ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነዳት ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺግኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ንዕድም