ቢሮ ትምህርት ክልል ትግራይ እርማት ፈተና 8 ክፍሊ ብቴክኖሎጂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን ሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ኣብ ዝግበር ጎዕዞ ስርዓት ንምትሓዝ ግልጋለት ኢቲኬቲንግ ህዝቢ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ በቲ ዝለምዓ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀዳማይ ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ፈተና ብናይ ባዕሎም ቴክኖሎጂ ካልኣይ ፅገና ማካይን ገራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2017 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 14, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሻምናይ ክፍሊ እርማት ፈተና ብናይ ባዕሎም ቴክኖሎጂ 50000 ቅርሺ : ካልኣይ ፅገና ማካይን ገራጅ 10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 17, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s