ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ናይ አይስቲ ምክሪ ግልጋሎት (IT SOLUTION CONSULTANCY SERVICE) ንምሰራሕ ዝውዕል ምስራሕ ምእራምን ዳታ ስርዓት ERP ንምድላው ኩለመዳያዊ ፀብፃብ ፋይናንሳዊ መግለፂ (Operation Maintenance and Correction of an ERP System Data to Produce Comprehensive Financial Statemt Report ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 38/2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈትና ናይ አይስቲ ምክሪ ግልጋሎት (IT SOLUTION CONSULTANCY SERVICE) ንምሰራሕ ዝውዕል ምስራሕ ምእራምን ዳታ ስርዓት ERP ንምድላው ኩለመዳያዊ ፀብፃብ ፋይናንሳዊ መግለፂ (Operation Maintenance and Correction of an ERP System Data to Produce Comprehensive Financial Statemt Report ንክቐርብ ብደ. ቁ 1118/ግ/ል/ትልሚ ብዕለት 17/07/2018ዓ.ም ብግልጋሎት ልምዓታዊ ትልሚ ቴክኖሎጂን ሓበሬታን ዳታ ቤዝን ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

✓ ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

✓ ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

✓ ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

✓ ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

✓ ናይ አይሲቲ(ICt) ኮንስልታንት አማኻሪ ፍቃድ ዘለዎ

✓ አብቲ ሰነድ ክማላእ ዝግብኦ ሞያን ተወሳኺ ክእለትን አብ ሰነድ ገፅ 1-14 ዘሎ ሰነድ መሰረት ሰራሕቲ ሰሪሑ ከቅረብ ዝክእል

✓ እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

✓ እቲ ስራሕ ሰዓሪ ዝኾነ ካብ ተ.ቁ 1-8 (unpriced BOQ) ዝተዘርዘሩ ብጠቅላላ ድምር እዩ

✓ ክፍሊት ብዝምልከቶ እቲ ሰራሕ ሙሉእ ብምሉእ ተሰሪሑ ሪፖርት ብናይ ቤት ፅሕፈትና ሰብ ሞያ ምስተረጋገፀ

✓ ፅሬት ዘይብሉ ስራሕ እንተተሰሪሑ ወይ ካብቲ አብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ ዓይነት ((unpriced BOQ and specification) ዘይተሰረሐ ዝተረፈ እንተሊዩ እቲ ስራሕ ከምዘይተሰርሐ ተሓሲቡ ተቐባልነት ዘይብሉ ምዃኑ ነፍልጥ

NB. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 30/07/2018 ዓ.ም ክሳብ 034/08/2018 ዓ/ም

➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ

ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s