ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ክትዕድግ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእኸል ኣብ በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም. ንእተፈላለዩ አገልግሉት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ፅሬት አቑሑት፣ አናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ መሸነ ፅገና፣ ናይ አቑሑት ገዛ ፅገና፣ ከምኡ እውን መለዋወጢ አቑሑት መኪናን አቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ብደረጃ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ስለዝደለየ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 26, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 26, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፡ ኣቅሑት ፅሬት ፡ ኤሌክትሮኒክስ ፡ ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት 30000 ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ፡ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ፡ ፈርኒቸር 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሆስፒታል ስሑል ን2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ምግቢ ንተሐከምቲ :ኣቅሑት ፅሬት : ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ