ዋሕስ ናይ ገዛ ከባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሑ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ይ ሳኒተሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai* ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ብር ብምኽፋል ካብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 20,000 (ዕስራ ሽሕ) ብ CPO ከተሓዝ ኣለዎ።
* እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 11/03/2019 ዓ/ም ክሳብ 19/03/2019 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ብዕለት 19/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይኽፈት።
* ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ሰዓራይነቱ ምስ ተነገሮ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ 10% መኽበሪ ውዕሊ (CPO) ኣትሒዙ ውዕሊ ብምእሳር፣ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝያን ወፃኢን ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ዓዲ-ሓ ኣብ ዝርከብ ሳይት ከረክብ ኣለዎ።
ምልክታ ግልፂ ጨረታ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት
ዋሕስ ናይ ገዛ ከባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሑ ዘሎ ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ይ ሳኒተሪ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ኢካውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፤
1. ተጫረትቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ወይ 2019 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት (II)፣ ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም ምስክር ወረቀት ኮር ጌሮም ከቅርቡ ዝኽእሉ፤ምስ ቫቱ ዋጋ እትመልኡ ተረትቲ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ካምእ ቅርቡ ምፍላጥ የድሊ።
2. ተጫረቲ ብር 20,000(ዕስራ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ናይ ክፍሊት መእዚ (cpo) ብሽም ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ከትሕዙ ዝኽእሉ ካብዚ ወፃኢ ጥረ-ገንዘብ ከምዘይንትብል ነፍልጥ።
3. ተረቲ ናይ ድርጅቶም ማህተም ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብንፁር ብምግባር ኦርጅናል ዶክመንትን ሲፒኦን(CPO) ኣብ ሓደ ፖስታ ዓሽጎም ኣብቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ድማ ተምን ዝተወዳደርሉ ዓይነት ንብረት ከቕምጡ ኣለዎም። ተጫረቲ ዋጋ ካብ ናይ ባዕልና ሰነድ ጨረታ ወፃእ ምምላእ ኣይከኣልን፤
4. ተጫረትቲ ዘይምለስ ብር 300(ሰለስተ ሚእቲ) ብምኽፋል ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ቢሮ ክፍሊ ዕደጋን ፋይናንስን ምውሳድ ንኽእሎ
5. ተጫረቲ ድሕሪ ሳዕን ምኽፋቱ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይፍቶድን ከምኡ ንዝብል ዘትሓዞ መኽበሪ ጨረታ ኣይምለሰሉን ናብ ትካልና ኣታዊ ይኸዉን ማለት እዩ፡
6. ዝሰዓረ ተራታይ ሰዓራይነቱ ምስ ተነገሮ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ
ጥ. 10% (ዓሰርተ ፐርሰንት) መኽበሪ ውዕሊ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ናይ ክፍሊት መአዚዚ (p) ብ ም ሞ ስስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣግ ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል፤ ውዕ ክሓስ ዘይኽእል ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ናብ ትካልና ኣታዊ ይግበር፤
7 ዝሰዓረ ተራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዓዲ ' ናብ ዝርከብ ሳይትና ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት (መጓዓዓዝያ)መፅዓንን መራገፍን መሰል ወፃእታትን ሓዊሱ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ከረክብ ዝክእል።
8. እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/03/2°19 ክሳብ 19/03/2019 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ሳዕን ጨረታ ዕለት 19/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:00 - ሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተረትቲ ወይ ሕጋውያን ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ትካልና ይኽፈት። ተረትቲ ብናይ ባዕሎም ድሌት ኣብ ስነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ እንተዘይት ረኺቦም ትካልና ጨረታ ሰነድ ናይ ምኽፋት መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
9. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝሓሉ ግዜ 15 መዓልቲ እዩ፤
10. ካብ ብር 20,000 ን ልዕሊኡን ንዝግበር ናይ ንብረት ካብ ብር 10,000 ን ልዕሊኡን ንዝግበር ናይ ግልጋሎት ዕድጊታት 3% (authholding tax) ትካልና ባዕሉ ዝእክብ ምኻኑ ዝኾነ መትረባይ ኣፍልጦ ክህልዎ ይግባእ፣
11. ትካልና ብድሌቱ ክሳብ 20% መጠን እቲ ጨረታ ብዘይ ናይ ዋጋ ምምሕያሽ ክውስኸ ወይ ክትንስ ይኽእል፣
12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ።
ኣድራሻና:- ኣብ ሮማናት ኣደባባይ ባንኪ ኣቢሲንያ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3 ደብሪ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን እተን ንርከብንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0967-568418/0914766793 ምሕታት ይኽእሉ።