ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 15, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ነሓሰ 12, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ትዕድግ ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሸዊ ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ንስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ሐለዋ: ፅሬት ኣዉቱ ሶርስ ግልጋሎት ግዝኢት: ፅገና ተሽከርከርቲ ማለት ጋራጅ : ቀረብ ግልጋሎት ኦክስጅን : ዝተፈላለዩ ዓይነት ቀረባት ምግብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ብጀካ ኤሌከትሮኒክስ ፅገና 10000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ነሓሰ 11, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሸዊ ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ንስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ሐለዋ: ፅሬት ኣዉቱ ሶርስ ግልጋሎት ግዝኢት: ፅገና ተሽከርከርቲ ማለት ጋራጅ : ቀረብ ግልጋሎት ኦክስጅን : ዝተፈላለዩ ዓይነት ቀረባት ምግብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ነሓሰ 10, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎት ይፈላላናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 29, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋን ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ዝከዉን ንከይዲ ስራሕቲ ሐምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋን ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ዝከዉን ንከይዲ ስራሕቲ ሐምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ክብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ህንፃ ቤዝመንት ግራውንድ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙሉእ ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 7, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ክብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ህንፃ ቤዝመንት ግራውንድ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙሉእ ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary Materials) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ(Electronics) ፥Textile materials (Student Uniform) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሓምለ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary Materials) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑ(Electronics) ፥Textile materials (Student Uniform) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅርየት አቁሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ _ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 27, 2018 4:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅርየት አቁሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ _ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ