ተዓፅዩ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ 45 መዓልቲ ዕድመ ዘለወን ጫጩት፤ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ፤ ናይ ቢሮ ኣቑሑ (Furniture)፤ ናይ ገዛ ኣቑሑ፤ ኤሌከትሪካል ኣቁሑን ምግቢ ተንከፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 27, 2019 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 28, 2019 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ