ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ 44 መመላኽትቲ ቢል ቦርድታት ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ኣብያተ ትምህርትን ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከጓዓዕዝ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 7, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ 44 መመላኽትቲ ቢል ቦርድታት ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ኣብያተ ትምህርትን ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከጓዓዕዝ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በዓል ኣሸንዳ/ዓይኒ ዋሪ/ማርያ/ፀሞረይ: ሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ንምኽባር ኣብ ምንቅስቓስ ይርከብ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በዓል ኣሸንዳ/ዓይኒ ዋሪ/ማርያ/ፀሞረይ: ሰረት ሰላም፣ ሓድነትን ተስፋን ትግራይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ንምኽባር ኣብ ምንቅስቓስ ይርከብ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን "ፋሲካ ኤክስፖ 2018 " ሰላም ንምትእስሳር ንግዲ ብዝብል ቴማ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 01 ሚያዝያ 2018 ዓ/ም ተሳተፍቲ ባዛር(Exhibitors) ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሸፊኖም ኣተኣላሊሾም ከቐርቡልና ዝኽእሉ መተሓባበርቲ ፕሮሞተራት(Promoters) ወይ መተኣላለሽቲ ተሳተፍቲ(Sales Agents) ኣወዳዲረን ክቖፅራ ይደልያ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 27, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 17, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን "ፋሲካ ኤክስፖ 2018 " ሰላም ንምትእስሳር ንግዲ ብዝብል ቴማ ካብ 20 መጋቢት ክሳብ 01 ሚያዝያ 2018 ዓ/ም ተሳተፍቲ ባዛር(Exhibitors) ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ሸፊኖም ኣተኣላሊሾም ከቐርቡልና ዝኽእሉ መተሓባበርቲ ፕሮሞተራት(Promoters) ወይ መተኣላለሽቲ ተሳተፍቲ(Sales Agents) ኣወዳዲረን ክቖፅራ ይደልያ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሕዳር 12, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ኣብይ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮምሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ቅነ ኢንቨስትመንት ኢሉ ኣብ ዝሰየሞ ቅንያት ኢንቨስትመንት ፕሮጀክትታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ባዛርን ኤግዚብሽ፤ ፓነል ምይይጥን ዑደትን ንምክያድ ኣብ 2018 ዓ.ም " ኢንቨስትመንት ንሕውየት ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቅነ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ኣብ ምንቅስቓስ ስለዘሎ ኣብይ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እዞም ዝስዕቡ ዝርዝር ረቛሒታት ሰነድኩም (ፕሮፖዛልኩም) ብምቕራብ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በዓል ኣሸንዳ/ዓይኒዋሪ/ማርያ/ዕሞረይ ትግራይ መራሒ ሓሳብ ንምኽባር ኣብ ኣብዚ ዓውዲ ዝነጥፉ ብኩነት ምድላውን (Even Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ዝሓሸ ልምድን ዓቕምን ዘለዎምን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2017 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይጠቅስንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በዓል ኣሸንዳ/ዓይኒዋሪ/ማርያ/ዕሞረይ ትግራይ መራሒ ሓሳብ ንምኽባር ኣብ ኣብዚ ዓውዲ ዝነጥፉ ብኩነት ምድላውን (Even Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ዝሓሸ ልምድን ዓቕምን ዘለዎምን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ፋሲካ ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 05 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከወዳድር ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 29, 2017 8:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 30, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ የካቲት 27, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ቤት ምኸሪ ዘፈር ማሕበራት መቐለን ብሓባር ንዘካይደኦ ባዛርን ኤግዜብሽንን “ሰላም ፋሲካ ኤክስፖ 2017 /ሰላም ንውሑስ ምስፍሕፋሕ ንግዲ 2017/ ብዝብል ቴማ ካብ 05 ክሳብ 19 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ብሽም ቻምበራት መቐለ ዓርሱ ክኢሉ በይኑ ኤግዚብሽንን ባዛርን ከካይድ ዝኸእል /Outsource ገይሩ/ ከወዳድር ይደሊ፤
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ:: ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 3, 2016 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 3, 2016 4:15 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኽባር ሰፊሕ ምድላው እናገበረ ይርከብ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ 2016 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ/ኣውርስ/ዓይኒዋሪ/ማርያ/ሑሞረይ _ ፅሞረይ ንቲ በዓል ዘድልዩ ወፃኢታት ንምትእልላሽን ኣብዚ ዓውዲ ዝነጥፉ ብኩነት ምድላውን (Event Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 26, 2016 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 21, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ብብርኪ ክልል ኣብ 2016 ዓ.ም ዝኽበር በዓል ኣሸንዳ/ኣውርስ/ዓይኒዋሪ/ማርያ/ሑሞረይ _ ፅሞረይ ንቲ በዓል ዘድልዩ ወፃኢታት ንምትእልላሽን ኣብዚ ዓውዲ ዝነጥፉ ብኩነት ምድላውን (Event Organizing) ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣብቲ ዓውዲ ዝነጥፉ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ