ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሕት ምድብ-1/ LoT‐ዝተፈላላየ ናይ ገዛ ኣቑሑትን ፣ፈርንቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ገዛ ናይ ገዛ ደቐቂት ኣቁሑት 1 ናይ ዓራት ግልጋሎት ዝውዕሊ ኣቑሑት ከበርታ በዓል 4.5 ኪ/ግራይ፣ኣንሶላ፣ፍርናሽ በዓል 180 ፣ናይ ዓራት ክዳን (ምንፃፍ)ኮንፈርትን እዚ ንብረት ምስ ኣሽነፋ ናብ ቢሮ ሓላፊ ዝተካረዮ መንበረ ገዛ ኣብ መቐለ ኸይኑ ብና በዓሉ ትራንስፖርት ዘብፅሕ ይኸውን፣-

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 14, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ፕላስቲክ ውፅኢት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
s