ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።