ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2019 3:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2019 3:21 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓ/ዓዲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ 2019. ዓ/ም በጀት ዓመት ሞተር ሳይክላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2019 3:21 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2019 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s