ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብስክሌት ተወዳደርቲ ንውድድር ዝጥቀሙለን ሳይክላት ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብስክሌት ተወዳደርቲ ንውድድር ዝጥቀሙለን ሳይክላት ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ : አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : ሞተር ሳይክል 15000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ :መሳርሒ ህንፃ 2000 ቅርሺ : ሕትመት 2000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዕሸል ከተማ ራሃያ ንቤት ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ህንፃን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ሎቱ ይፈላላ ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 27, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ 2018 በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ዓዲግራትን ከተማ ፋዕን ብሓባር ብምዃን ዝተፈላለዩ ኣቁሑታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሐለዊ፣ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን፣ ፓምኘን ኤሌክትሪክ ኣቁሑትን፣ ናይ ማይ መሐከሚ ኬሚካል፣ ናይ መኪና መለዋወጢን ዲኮር ኣቁሑትን ናይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 19, 2018 4:15 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 20000 ብር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ጎማ መኪና : ቅብኣት : ናይ እንስሳ መድሐኒትን ናዉቲን ንሕድሕድ 5000 ብር : ኤሌክትሮኒክስ 30000 ብር : ንፈርኒቸር ዘይቲ ሞተርን መኪና : ህንፃ መሳርሒን : ሕትመትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዝፀገን ማዕፆን መስኮትን ናይ መኪና ፔር ፓርትን ንሕድሕድ 2000 ብርናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 4, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ : ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 23, 2018 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታማይጨዉናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ንካልኦቶ መደባት ድማ 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሕዳር 10, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ : ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ አፋዉስ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሮም ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ መሳርሒ ፅሕፈት 16000 ቅርሺ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ 10000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር 5000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ : ናይ እንስሳ አፋዉስ አገልግሎት 10000 ቅርሺ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት 3000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 ( ቅድሚ 11 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርን እንዳባፃሕማ ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብሽክሌታ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ናይ እንስሳ አፋዉስ : አገልግሎት መጎዓዝያ ማለት እዉን ደረቅ ፅዕነት ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሮም ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል : ናይ ሳይክል ስፔር : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅረሺ : ናይ ሳይክል ስፔር 3000 ቅርሺ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር 5000 ቅረሺ : ናይ ፈርኒቸር 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ቅድሚ 12 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሞተር ሳይክል : ናይ ሳይክል ስፔር : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 30000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ፡ ናይ ፈርኒቸር 15000 ቅርሺ ፡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት 15000 ቅርሺ ፡ ናይ ሳይክል ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺ ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 30000 ቅረሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 30, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ 30000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ፅሬት 5000 ቅርሺ ፡ ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ 30000 ፡ ናይ ፈርኒቸር 15000 ቅርሺ ፡ ናይ መኪና ስፔር ፓርት 15000 ቅርሺ ፡ ናይ ሳይክል ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺ ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 30000 ቅረሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መስከረም 30, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና ስፔር ፓርት: ናይ ሳይክል እስፔር ፓርት : ናይ ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ