ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብሽክሌታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 12, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላልዩ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወቲ አቁሑት ኮምፒተር ላብቶፕን ፕሪንተሪን ጀነሬተርን ሞተር ሳይክልን ሳይክልን ከምእወን ናይ ፎርጎ ማሽንን ቶታል ስቴሽን ስራሕቲ ሕትመትን መስርሒ ፅሕፈት ካልኦት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን እንዳባጉና ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ሱሩዕ በጀት ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፣ ናዉቲ ሓፂነ መፂን፣ ኣቁሑ ኤሌክትሪክ፣አቁሑት ሳኒተሪ ኢንስታይሌሽን ፣ ናዉቲ ዳህሳስ ፣ ክራይ ሰርቪስ መኪናን፣ ናዉቲ ሞተር ሳይክልን ሳይክልን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 2, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 2, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ