ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን መለዋወጢ ኣቅሑት ብሽክሌታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ሳልሳይ ደብሪ ዝርከብ ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝ/ ዉ/ማ ቢሮ ካብ ዕለት 19/8/2016 ዓም ክሳብ 28/8/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ
2 ሰነድ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/8/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክሳብ 4:30 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0911411198 / 0914748300spor