https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14372

ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን መለዋወጢ ኣቅሑት ብሽክሌታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2016 04:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/

1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 200 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ሳልሳይ ደብሪ ዝርከብ ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝ/ ዉ/ማ ቢሮ ካብ ዕለት 19/8/2016 ዓም ክሳብ 28/8/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/8/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ክሳብ 4:30 ናይ ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914748300spor