መቐለ መዕበዩ ህፃናት ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 05 ፍሉይ ቦታ ማይዱባ ኣብ ዝርከብ ግቢ ክልተ ኣደራሻት ንምክዛን ጥራሕ ከካሪ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ዝስዕቡ ሲሚንቶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ንህንፀት ሓፁር ኢግዚቭሽን ማእኸል ዝውዕል ብሎኬት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ንናይ 2011 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍሩስካ፣ ሑፃን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ