ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት 1 ናይ ሆቴል ማናጀመንት ክሳብ ሰነ 30 2010 ዓም ዉዕል ዝአስር : 2ናይ ኮንስትራክሽን አቅሑት ከም ሑፃ :ክሬሽ :ባህርዛፍ ማቴነላ ሴርማክ እምኒ እተወዳደሩ ናይ ደኣንት ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑት መኪና መሳርሒ ህንፃ ክራይ ዶዘር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ኤለክትሮኒክስን መሳርሒ ህንፃ ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮነ ፀፀር ሑፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ