ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ናሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮብልስቶን ካብ እንደርታ ጣብያን ናብ ኮረም ቴ/ሞ/ኮሌጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2012 4:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/03/2012ዓ/ እስካብ 06/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንክትመልኡ እናተሓሳሰብና እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 06/03/2012ዓ/ም እስካብ 06/03/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለይ ሰዓት 4፡15 ይክፈት
2 ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0985785485