https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9341

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ናሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮብልስቶን ካብ እንደርታ ጣብያን ናብ ኮረም ቴ/ሞ/ኮሌጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 6, 2012 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ኮረም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 6, 2012 04:15 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/03/2012ዓ/ እስካብ 06/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንክትመልኡ እናተሓሳሰብና እቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 06/03/2012ዓ/ም እስካብ 06/03/2012 ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለይ ሰዓት 4፡15 ይክፈት

2 ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቕረባይነት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0985785485