ሆስፒታል ስሑል ን2019 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ : መሳርሒ ፅሕፈት: ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ: ምግቢ ንተሐከምቲ :ኣቅሑት ፅሬት : ዝተፈላለዩ ናይ ተሽከርከርቲ ስፔራት ማለት መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ከምእዉን ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2018 11:30 ደ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ ሐደ ንእንስሳ መኖ ቀለብ ዝከዉን ዕፉን ምስግባኣቱ : ምድብ ክልተ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል፡- ➢ ሎት 1 - ሞተር ሳይክላትን ናውቲ ሞተር ሳይክላትን ➢ ሎት 2 - ህንፃ መሳርሒ ➢ ሎት 3- ናውቲ ፅሬት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ ሴፍ ሃዉስ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክኝን ማተሪያል ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሐወልቲ ኣክሱም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ስራሕቲን ሐፀርቲ ዝዉዕል ናይ ህንፃን ፈርኒቸር ናዉቲ : ናዉቲ ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ጨርቂ መርቂ : ኣዉቶ ስፔር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት (Construaction Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንአገልግሎት እቲ ትካል ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና አብ ግድብ ገረብ ሰገን ዝስራሕ ዘሎ ስፒል... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2018 11:30 ደ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳመኮኒ ንወረዳ እንዳሞኮኒ ዘላቂ ዉልቀ ደን ልምዓት ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ : ናይ ንህቢ መራብህቲ : ናዉቲ ኣልባሳትን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ