ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ CRC ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ መስርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 16, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ CRC ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ መስርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ካብ ጭንፈረስ ናብ መሰቦ ገንኢ ዘይድይብ መስመር ፅገና ግልጋሎት እትውዕል 8KVA ሳላትርሽ ዘለዋ ጀነሬተርን ንምክራይ ብፕሮፎርማ ይደሊስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 25, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ካብ ጭንፈረስ ናብ መሰቦ ገንኢ ዘይድይብ መስመር ፅገና ግልጋሎት እትውዕል 8KVA ሳላትርሽ ዘለዋ ጀነሬተርን ንምክራይ ብፕሮፎርማ ይደሊስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 6, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 25, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ሃንድ ፓምፕ ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ግልፂ ጨረታClosed ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዓድዋናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓደዋ ናይ ጉደና መብራህቲ ፅገና street city pol maintenance ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክን ፣ ፅገና ዝተፈላላየ ንብረት ሰለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2% ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ነሓሰ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፅገና ኤሌክትሮኒክን ፣ ፅገና ዝተፈላላየ ንብረት ሰለዝደለየት::
ግልፂ ጨረታClosed ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝሰርሖ ዘሎ ደረጀኡ ዝሓለወ ናይ ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ናይ ምስፍሕፋሕ ህንፃ ስራሕቲ ብዓል ሽዱሽተ (6) ደብሪን ሓደ ቤዝመንትን(B+G+6 Floor Building) ናይ ኤሌክትሪክን ሳኒታሪን ሰፋሕቲ ስራሕቲ(Electrical & Sanitary Utilities Installation Works) ብዘለዎ ናይ ህንፃ ንድፍን ዝርዝር ስራሕትን(as per Design & Specification)ብፅፈትን ፅሬትን ብዝተውዓዓሎ ናይ ግዜ ገደብ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእልዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ነሓሰ 3, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ኣብ ዝሰርሖ ዘሎ ደረጀኡ ዝሓለወ ናይ ደስታ ኢንተርናሽናል ሆቴል ናይ ምስፍሕፋሕ ህንፃ ስራሕቲ ብዓል ሽዱሽተ (6) ደብሪን ሓደ ቤዝመንትን(B+G+6 Floor Building) ናይ ኤሌክትሪክን ሳኒታሪን ሰፋሕቲ ስራሕቲ(Electrical & Sanitary Utilities Installation Works) ብዘለዎ ናይ ህንፃ ንድፍን ዝርዝር ስራሕትን(as per Design & Specification)ብፅፈትን ፅሬትን ብዝተውዓዓሎ ናይ ግዜ ገደብ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
ግልፂ ጨረታClosed ትራንስ ኢትዩጲያ ሃሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዝርከባ ማእከሎት አናእሽተይን ማካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ጅፒኤስ ክገጥም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 30, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ሓምለ 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ትራንስ ኢትዩጲያ ሃሓፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዝርከባ ማእከሎት አናእሽተይን ማካይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ጅፒኤስ ክገጥም ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንናይ ቢሮ መካይን ናይ ፍጥነት መቀነሲ ድሕንነት ትራፊክ ገጠማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገጥም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንናይ ቢሮ መካይን ናይ ፍጥነት መቀነሲ ድሕንነት ትራፊክ ገጠማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገጥም ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2017 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሚያዝያ 10, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ DRIP2 በጀት ድጋፍ መሰረት ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣብያ ሰደር ፍሉይ ቦታ ዕርዲ ማትዩስ ዝርከብ መፃሪይ መስተ ማይ ንህዝቢ ሸራሮን ከባቢኣን ግልጋሎት ዝዉዕል ቀረበን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ኤሌክትሮመካኒካል ዕደጋ ንምፍፃም ብርኪ ሽድሽተን ልዕሊኡን ኮንተራክተራት ብቀረብን ተከላን ሶላር ፓምፕ ወርክ ስራሕ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ብዝተዳለወ ዲዛይንን ስፐሰፊኬሽን መሰረት ሙሉእ ስራሕ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ከስርሕ ይደሊ