ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት፣ ኣቅሑት ፅሬት ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጨረታ ሰዓራቲ ምስዝኾኑ ትካላት ውዕሊ ኣሲ ሩዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓምን ከተማ ዉቅሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣቅሑት ኤሌክትረክ : ባዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ : ብሬከር : ኬብል ብዝቀረበ ስፔስፊኬሽን መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ ኣብ በጀት 2010 ዓም ዘሰልጥኖም ሰልጠንቲ ብዝተመደበ በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣግበ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትም/ቲ ንሴክተራት ግልጋሎት ትህብ መኪና ቲቤታ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኽዕሪ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 19, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ