ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 54/2018
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ካብ ጭንፈረስ ናብ መሰቦ ገንኢ ዘይድይብ መስመር ፅገና ግልጋሎት እትውዕል 8KVA ሳላትርሽ ዘለዋ ጀነሬተርን ተካሪና ንክነክቐርብ ብደ ቁ 23298 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 21/09/2018 ዓ.ም ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።
- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር
- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል
- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን
- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር
- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::
| ተ/ቑ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | SKVA ሳላትርሽ ዘለዋ ጀነሬተርን ክራይ | መዓልቲ | 3 | ነዳዲ ቤት ፅሕፈትና የቅረብ |
NB.
➢ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ
➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 25/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 27/09/2018 ዓ/ም
➢እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቅርብ አለዎ
ኣድራሻ
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ
ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል
ድሕሪት