ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ነሓሰ 15, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ምግቢ ነክ ኣቑሑ (Food items) ፥ ናይ ፅሬት ኣቑሑ(sanitary materials) ፥ ሳኒቴሽን (Sanitation materials) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ሽንት ቤትን ሻወርን መገጣጠሚ ኣቑሑን texlite ን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ናይ ሽንት ቤትን ሻወርን መገጣጠሚ ኣቑሑን texlite ን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ማይ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታቆላ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ማይ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Sanitary Items ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Sanitary Items ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፍቲግ አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንመስመር ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፍቲግ አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ትምህርቲ ገረብ ፀዶ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከዐደግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ lot-1 ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ሰራሚክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ40,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ኣብ ዓዲ-ሓ ንዘስርሖ ዘሎ lot-1 ህንፃ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ሰራሚክስ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Se Construction materials and Water materials ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Se Construction materials and Water materials ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ