ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር ካብ 3 ህዳር 2018 ዓ.ም. ጀሚሩ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ላCore/ላጪ አብ ከተማ መቀሌ ከባቢ ቤት ፅሕፈት፣ ፕሮጀክት መስቦን ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዝገልገሉ ንብረት—ማለትውን በራሚል፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ጎማ፣ ቆርቆሮ፣ ሓፂን፣ መፅንን፣ ዕንፀይትን፣ ዝተፈላለዩ ማሽነሪታትን ተሽከርከርትን፣ ስክራፕ ብኪሎግራም ዝሽየጡ፣ ካልኦት ዝገልገሉ ንብረታትን—ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ምልክታ ጨረታ አውፅኡ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ፤ ምዕደጊ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 7 መስከረም 2019 ዓ.ም.፣ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 8 መስከረም 2019 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 4:00 ተባሂሉ ዝነበረ ቀሪኡ፣ መዓልቲ ስለዝተናወሐ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 15, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 15, 2019 4:05 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 10, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ (ግቢ) ውሽጢ በቒሉ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 6, 2019 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 6, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝዉገድ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ
s