ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ራድዮ ሚዲያ ፕሮዳክሽን መሰራጨዊን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ጩራ አቡጊዳ ኪነጥበባዊ ማሕበር ምስ መዳርግቲ ኣካላቱ ኮይኑ ዘተግብሮ ዘሎ “ማሕበራዊ ተነፅሎ ብምስባር፣ ስቕታ ንምስባር ፍትሕን ክብርን ንግዳያት ኲናት ዝወለዶ ፃታዊ ዓመፅ Breaking Stigma, Breaking Silence: Justice and Dignity for CRSV Survivors” ዝብል ፕሮጀክት ካብ ኣውሮፓ ህብረት EU ዝተረኸበ ፈንድ ብ-ACDD ን ICTJ ዝትግበር፤ ወፍሪ ማሕበራዊ ሚዲያ Campaign ንምክያድ ኣብዚ ዘርፊ ሞያዊ ብቅዓትን ፍቃድን ዘለዎም ናይ ራድዮ ሚዲያ ፕሮዳክሽን መሰራጨዊን ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክሲዮን ኢንስቲትዩት ኒው ሚለንየም ብናይ ደገ ኣማኸርቲ ማሃንዲሳት ናይ ፐርፎርማንስ ኦዲት /Performance Audit ኣግቢሩ ሪፓርትን ካልኦት አድለይቲ ዝባሃሉ ሰነዳትን መይላታትን ተጠቒሙ ተወሰኽቲ ናይ ምርመራ /ኢንቨስትገቲቨ/ ከግብር ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓላፍነት ብርኪ ንዝርከቡ ትካል ሰራሕተኛታት ሞያዊ ዓቅሚ ንምዕባይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ስልጠና ክህብ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጥሪ 18, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓላፍነት ብርኪ ንዝርከቡ ትካል ሰራሕተኛታት ሞያዊ ዓቅሚ ንምዕባይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ስልጠና ክህብ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ከተምኡ ከተማ እንትጮ መዋቅራዊ ፕላን (Structural Plan) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 22, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታእንትጮ ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ5,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጥሪ 7, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ማዛጋጃ ከተማ እንትጮ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ናይ ከተምኡ ከተማ እንትጮ መዋቅራዊ ፕላን (Structural Plan) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓላፍነት ብርኪ ንዝርከቡ ናይ ትካል ሰራሕተኛታት ሞያዊ ዓቅሚ ንምዕባይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ስልጠና ክህብ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጥሪ 6, 2018 ( ቅድሚ 10 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ሓላፍነት ብርኪ ንዝርከቡ ናይ ትካል ሰራሕተኛታት ሞያዊ ዓቅሚ ንምዕባይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ስልጠና ክህብ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መስከረም 5, 2018 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ፣ ዓዲግራትን ማይጨዉን ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡- ናይ ተግባር ስልጠና፣ ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም፣ ናይ ሕክምና ናዉቲ፣ ናይ ዓበይቲ ምግቢ፣ ናይ ስልጠና ናዉቲ፣ ናይ ስነ ልቦና ኣቑሑት፣ ናይ ህፃናት ፐርሰናል ይተም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሰለዝደለየት᎓᎓
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ፕሮጀክት ስራሕቲ ህንፀት ብደረጃ ሰለስተን ወይ ልዕሊኡ ኣማኻሪ (ኮንሰልታንት) ስራሕቲ ክለሳ ዲዛይን፣ ውዕሊ ምሕደራን ሱፐርቪዝንን፣ ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ንምስራሕ ስለ ዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 10, 2018 5:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00 ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጳጉሜን 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ኣክስዮን ኮንስትራክሽን፣ ንግድን ኢንዳስትሪን ሆርን ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ዓብይዓዲ ዝርከብ ዲዛይን ዝፀደቐሉ ናይ ቀለምን ኳርቲዝን ፋብሪካ ፕሮጀክት ስራሕቲ ህንፀት ብደረጃ ሰለስተን ወይ ልዕሊኡ ኣማኻሪ (ኮንሰልታንት) ስራሕቲ ክለሳ ዲዛይን፣ ውዕሊ ምሕደራን ሱፐርቪዝንን፣ ተቖፃፀሪ ፅሬት ስራሕቲ ህንፃ ንምስራሕ ስለ ዝደለና
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ዘለዉዎ ትካላት ህልዊ ኩነታቶም ብምድህሳስ ዝሐሽ መትረፍቲ ዝገብር ዳግመዉደባን ናይ 5ተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሚን ብምፅናዕ ኩለመዳያዊ ለዉጢ ዘምፅእ ፅንዓት (Transformational reform) ብናይ ደገ ብቕዓት ዘለዎም ኣማኸርቲ ትካላት ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 16, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2017 11:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000 ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 4, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ዘለዉዎ ትካላት ህልዊ ኩነታቶም ብምድህሳስ ዝሐሽ መትረፍቲ ዝገብር ዳግመዉደባን ናይ 5ተ ዓመት ስትራቴጂክ ትልሚን ብምፅናዕ ኩለመዳያዊ ለዉጢ ዘምፅእ ፅንዓት (Transformational reform) ብናይ ደገ ብቕዓት ዘለዎም ኣማኸርቲ ትካላት ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ሰለስተ (3) ዓመት ስትራተጂክ ትልሚ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 13, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2017 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 6, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ሰለስተ (3) ዓመት ስትራተጂክ ትልሚ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ምስ ኮሞሽ ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብተን ዝተመረገ ንኣርባዕተ ንወረዳታት ንዘለው ልምዓት ጉጅለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ሳሙና መምረቲ ከሚካላትን ንዓህቶም መሳርሒ ዝኮኑ ሚዛንን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብከተማ በርኪ ማለት ምልክታ ብምልጣፍ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2017 8:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ምስ ኮሞሽ ፕሮጀክት ብምትሕብባር ኣብተን ዝተመረገ ንኣርባዕተ ንወረዳታት ንዘለው ልምዓት ጉጅለ ዝተፈላለዩ ናውቲ ናይ ሳሙና መምረቲ ከሚካላትን ንዓህቶም መሳርሒ ዝኮኑ ሚዛንን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብከተማ በርኪ ማለት ምልክታ ብምልጣፍ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።